https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9071
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ከይዲ ስራሕ መሬት ምልማዕን ምምሕዳርን ዙር ጨረታ 76 ናይቲ ጨረታ ዓይነት መደበኛ ከይዲ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ስራሕ መሬት ምልማዕን ምምሕዳርን ናይ ከተማና ቦታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝድንግግ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንመንበሪን ንንግዲን ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ክጫረቱ ዝደለዩ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

2 ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ካብ  ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 9፡00 ጥራሕ ይኸዉን

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 24/02/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይኸዉን

4 ጨረታ ዝክፈተሉ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት  3፡00 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ