ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ብዝተረኸበ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 04:30 ጥዋት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርቲፊኬት ናይ መቕረባይነትን መረጋገፂ ቲን ሰርቲፊኬትን መቅረባይነት ዘለኩም

2 እዚ ፕሮፎማ ክሳብ 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402965/ 0344-412767/402966 ምድዋል ይከኣል

መመለስ
የጨረታ ምድብ