https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/9047
ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀት ብዝተረኸበ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ሰርቲፊኬት ናይ መቕረባይነትን መረጋገፂ ቲን ሰርቲፊኬትን መቅረባይነት ዘለኩም

2 እዚ ፕሮፎማ ክሳብ 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402965/ 0344-412767/402966 ምድዋል ይከኣል