ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ናዉቲ ክትዕድግ ስለ ዝደለየት ፡-
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 08:30 ከሰአት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ኣብ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰን

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ብ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 06/02/2012ዐሰ/ም እስካብ 17/02/2012ዓ/ም ይከዉን

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ