ትካልና መቀለ ፊዝዩቴራፒ ማእከል ኣብ ዉሽጡ ዝርከብ 40 ዓበይቲ አእዋም ንኮንስትራክሽን ንዕንፀይቲ ዝዉዕሉ ኣጫራቱ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ተጫረቲ ንምዕዳግ ድሌት ዘለኩም ኣካለት ነቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2012 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 03:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ ቆሪፁ ኣብ ዝሐፀረ ግዘ የልዕል

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/1/2012 ክሳብ 26/1/2012 ዓም እዩ

3 ጨረታ ዕለት ዝካየደሉ ዕለት 27/1/2012 ዓም ሰዓት 3 ንጉሆ እዩ

4 መ/ቤትና ጨረታ ዘየዋፅኦ እንተዳአ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ትሐቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት

ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጎኒ ኢምግሬሽን

መመለስ
የጨረታ ምድብ