https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8720
ትካልና መቀለ ፊዝዩቴራፒ ማእከል ኣብ ዉሽጡ ዝርከብ 40 ዓበይቲ አእዋም ንኮንስትራክሽን ንዕንፀይቲ ዝዉዕሉ ኣጫራቱ ክሸይጥ ሰለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ዝተዋፈርኩም ተጫረቲ ንምዕዳግ ድሌት ዘለኩም ኣካለት ነቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 26, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓረ ሰብ ቆሪፁ ኣብ ዝሐፀረ ግዘ የልዕል

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/1/2012 ክሳብ 26/1/2012 ዓም እዩ

3 ጨረታ ዕለት ዝካየደሉ ዕለት 27/1/2012 ዓም ሰዓት 3 ንጉሆ እዩ

4 መ/ቤትና ጨረታ ዘየዋፅኦ እንተዳአ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ትሐቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊት ንፊት

ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጎኒ ኢምግሬሽን