ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግባእ ረቓሒ
1 ናይ ዘመኑ ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ
2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎም
3 ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቅርብን ብተወሳኺ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበን
4 ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፆኦ መምርሒ በቲ ዘርፊ ዝተሰማረዉ ምኻኖም ዝገልፅ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ
1 መኸበሪ ጨረታ
ብር 3000.00 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ
-ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 ካብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ካብ ዕለት 15/01/2012ዓ/ም ክሳብ 29/01/2012ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ
2 ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ዕለትን ሰዓትን
-ጨረታ ዕለት 29/01/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት
3 ኣካዳሚና ካብ ዝዕድጎም ኣቁሑት ከም ኣድላይነቶም 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል
4 ኣካዳሚና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
መመለስ