https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8638
ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ፋይናንስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ንመፅናዕትን ምርምርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3 ናይ መኪና ጎማ ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግባእ ረቓሒ

1 ናይ ዘመኑ  ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ፣ ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎም

3 ወርሓዊ ዲክላሬሽን ዘቅርብን ብተወሳኺ እሴት ታክሲ ዝተመዝገበን

4 ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብዘዉፆኦ መምርሒ በቲ ዘርፊ ዝተሰማረዉ ምኻኖም ዝገልፅ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

1 መኸበሪ ጨረታ

 ብር 3000.00  ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

-ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50.00 ካብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 0-06 ካብ ዕለት 15/01/2012ዓ/ም ክሳብ 29/01/2012ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ

2 ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ዕለትን ሰዓትን

-ጨረታ ዕለት 29/01/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት

3 ኣካዳሚና ካብ ዝዕድጎም ኣቁሑት ከም ኣድላይነቶም 20 ሚኢታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይክእል

4 ኣካዳሚና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል