ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ንሆቴል ማናጅመት ንምግቢ ምድላዉ ዘድልዩ ዝተፈላዩ ኣቁሑ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ፤
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 26, 2012 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 26, 2012 03:30 ጥዋት
  • ናገዛ ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ /
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት /TIN/ ክተቕርቡ ትኽእሉ፣

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ (ቫት) ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዓ/ም ዲክላሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉን፤

4 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት /ሰርቲፊኬት ዘለኩምን

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትኸፍሉ ትኽእሉ፤

6 ነዚ ግልፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 (ሰላሳ ብር) ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ( ቀፅሪ መሰረተ) ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ካብ 05/01/2012 ዓ/ም ጀሚሩ - ዕለት 23/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 11:00 ንምውሳድ ኣብ መወዳደሪ ደኩሜንትኹም ኦርጂናልን ኮፒን ብምባል ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምአታው ትኽእሉ፣

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ ዋጋ 3000.00 ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከተሓሕዙ እትኽእሉ። ዝርዝር ንብረት ካብ ሰነድ ጨረታ ምርኣይ ይከኣል።

8 ዘቅርብዎም ዝርዝር ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ከኸውን ኣለዎ።ስርዝ ደልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት የብሉን።

8 ሳንዱቅ ጨረታ ዕለት 26/01/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ቀፅሪ መሰረተ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 08 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት። ተወደደርቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምኽፋት ኣይተኣጓገልን።

9 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10 እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ኮሌጅና ናይቲ ዝግባእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቅንስ ወይ ክውስኽ ይኽእል እዩ።

11 ተወዳደርቲ እተቕርበዎ ንብረት ብቴክኒክ /ፅሬት ኮሚቴ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይኸውን።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

መመለስ
የጨረታ ምድብ