ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ ሰሜን ክ/ከተማ ንላጪ ጥዕና ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 07:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 08:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግብረሉ ይግባእ

2 እቲ ፕሮፎርማ 05/01/2012ዓ/ም ክሳብ 07/01/2012 ዕለት ኣብዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/01/2012 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከዉን

3 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ

መመለስ
የጨረታ ምድብ