https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8445
ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ጥዕና ጣብያ ሰሜን ክ/ከተማ ንላጪ ጥዕና ጣብያ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 07:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲንናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ክግብረሉ ይግባእ

2 እቲ ፕሮፎርማ 05/01/2012ዓ/ም ክሳብ 07/01/2012 ዕለት ኣብዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/01/2012 ሰዓት 8፡00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ላጪ ጥዕና ጣብያ ይከዉን

3 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ