ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ንምፅጋን ዝዉዕል ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 04:30 ጥዋት
  • ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ፖስታ ንቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 27/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/12/2011 ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ አትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 30/12/2011 ሰዓት 4፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ቁፅሪ 171 ስለ ዝክፈት መፂኦም ክሳተፉ ዝክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ