https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8289
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ንምፅጋን ዝዉዕል ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ፖስታ ንቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 27/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/12/2011 ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ አትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 30/12/2011 ሰዓት 4፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ቁፅሪ 171 ስለ ዝክፈት መፂኦም ክሳተፉ ዝክእሉ