ትካል ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለዉ ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሺሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ዘወፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 30 /12/ 2011 ዓም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 02:01 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ

2 እቲ ዝቀረበ ዋጋ ምስ ቫቱ በዘይ ቫቱን ምካኑ ክንፀር አለዎ 

3 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ተቆፃሪ ናይ ሕጊ ተጠያቂነቱ አለዎ

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ