https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8224
ትካል ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለዉ ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሺሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ኣብ ዘወፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 30 /12/ 2011 ዓም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ

2 እቲ ዝቀረበ ዋጋ ምስ ቫቱ በዘይ ቫቱን ምካኑ ክንፀር አለዎ 

3 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ተቆፃሪ ናይ ሕጊ ተጠያቂነቱ አለዎ

5 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ