ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለየ መኻይን ግልጋሎ ዝዉዕል ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 08:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ፖስታ ንቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 14/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ አትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 8፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ቁፅሪ 171 ስለ ዝክፈት መፂኦም ክሳተፉ ዝክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052/0342-406594 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ