https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8133
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለየ መኻይን ግልጋሎ ዝዉዕል ኣቁሑ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቃሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርትፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቕረባይነት ዝተሓደሰ ሰርትፊኬት ዘለኩም

4 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ፖስታ ንቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ ፣ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 171 ካብ ዕለት 14/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ አትክእሉ

5 እዚ ፕሮፎርማ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 17/12/2011 ሰዓት 8፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ቁፅሪ 171 ስለ ዝክፈት መፂኦም ክሳተፉ ዝክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052/0342-406594 ምድዋል ይከኣል፡፡