መቐለ መዕበዩ ህፃናት ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 05 ፍሉይ ቦታ ማይዱባ ኣብ ዝርከብ ግቢ ክልተ ኣደራሻት ንምክዛን ጥራሕ ከካሪ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 08:00 ከሰአት
  • መኽዝን/
  • Print
  • Pdf

1 ክትካረዩ እትደልዩ እቶም ኣዳራሻት መፂኢኩም ብምርኣይ ከትጫረቱትኽእሉ

2 መበገሲ ጨረታ ወርሓዊ ክራይ ዋጋ ንሕድሕድ ኣድራሻ ብር 5000.00 / ሓምሽተ ሽሕ ብር/
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/12/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅድሚ ሰዓት

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት

መመለስ
የጨረታ ምድብ