https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8074
መቐለ መዕበዩ ህፃናት ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 05 ፍሉይ ቦታ ማይዱባ ኣብ ዝርከብ ግቢ ክልተ ኣደራሻት ንምክዛን ጥራሕ ከካሪ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 15, 2011 08:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኽዝን/

1 ክትካረዩ እትደልዩ እቶም ኣዳራሻት መፂኢኩም ብምርኣይ ከትጫረቱትኽእሉ

2 መበገሲ ጨረታ ወርሓዊ ክራይ ዋጋ ንሕድሕድ ኣድራሻ ብር 5000.00 / ሓምሽተ ሽሕ ብር/
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/12/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ቅድሚ ሰዓት

4 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት