ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣገልግሎት ዝህብ ትካልን ናይ ሓለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካልን ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 10:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 02:30 ጥዋት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሓለዋ/
  • Print
  • Pdf

1 ሕጋዊ  ንግዲ ፍቃድ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ብዉዕሎ መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 06/12/2011 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/12/2011 ልክዕ ሰዓት 11፡30

6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 9/12/2011 ልክዕ ሰዓት 2፡30 ይከዉን

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 – 440-24-20 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ