https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/8040
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳር ካብናይ መደበኛ በጀት እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣገልግሎት ዝህብ ትካልን ናይ ሓለዋ ግልጋሎት ዝህብ ትካልን ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

1 ሕጋዊ  ንግዲ ፍቃድ ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ብዉዕሎ መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 06/12/2011 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 8/12/2011 ልክዕ ሰዓት 11፡30

6 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ 9/12/2011 ልክዕ ሰዓት 2፡30 ይከዉን

7 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ 034 – 440-24-20 ይደዉሉ