ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ዶቡብ ምብራቅ ካብዚ ንታሕቲ ተቐመጦም ዘሎ ናይ ኣባዱላ መኪና ኣቅሓ ብመሰረት ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዕዳጋ ዘሎ ዋጋ መሊእኩም ንክትልኡኩልና እናሓተትና ንዝግበረልና ምትሕብባር ኣቀዲምና ነመስግን
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 10:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 10:30 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቅሓ

ፓርት ናምበር

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ክላች ዲስክ

3125-OK205

01

2

ከላች ከቨር

31210-OK040

01

3

ፋሮክ

31204-35070

01

4

ረሊዝ በርንግ

31230-71011

01

5

ፓይሊት ቢርንግ

90363-12002

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት ንግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ከቅርብ ዝክእሉ

3 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮኑ

5 ዞባ ደ/ምብራቅ ፖሊስ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

6 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ  ዕለት 27/11/2011ዓ/ም ክሳብ 1/12 2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዘካኣል ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ድማ 10፡30 ድ/ቀትሪ ይክፈት

መመለስ
የጨረታ ምድብ