https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7980
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ዶቡብ ምብራቅ ካብዚ ንታሕቲ ተቐመጦም ዘሎ ናይ ኣባዱላ መኪና ኣቅሓ ብመሰረት ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብ ዕዳጋ ዘሎ ዋጋ መሊእኩም ንክትልኡኩልና እናሓተትና ንዝግበረልና ምትሕብባር ኣቀዲምና ነመስግን
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ተ.ቁ

ዓይነት ኣቅሓ

ፓርት ናምበር

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ክላች ዲስክ

3125-OK205

01

2

ከላች ከቨር

31210-OK040

01

3

ፋሮክ

31204-35070

01

4

ረሊዝ በርንግ

31230-71011

01

5

ፓይሊት ቢርንግ

90363-12002

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቅረባይነት ንግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ከቅርብ ዝክእሉ

3 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮኑ

5 ዞባ ደ/ምብራቅ ፖሊስ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

6 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ  ዕለት 27/11/2011ዓ/ም ክሳብ 1/12 2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዘካኣል ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ድማ 10፡30 ድ/ቀትሪ ይክፈት