ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሕታት ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ ክትገዝኡ ትደልዩ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 04:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 25/11/2011 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 30/ 11/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177

መመለስ
የጨረታ ምድብ