https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7960
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቁሕታት ክሸይጥ ሰለ ዝደለየ ክትገዝኡ ትደልዩ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 29, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 30, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ተወዳደርቲከማልእዎዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 25/11/2011 ዓም ጀሚሩ ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ናይ ድሕረ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 30/ 11/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177