ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መ/ን/ት ከተማ ሸመቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይስፔር / ብሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 03:00 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት ስፔር

ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሓደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1.

ባትሪ 150 A

 ብሳምፕል መሰረት

 ቁፅሪ

 02

  1. 1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ኮፒ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
  2. 2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
  3. 3. ፕሮፎርማ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት  3፣00 ዝክፈት ይኸዉን
  4. 4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ
  5. 5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል
መመለስ
የጨረታ ምድብ