ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/መ/ን/ት ከተማ ሸመቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይስፔር / ብሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 25, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
- ቦታ:መቐለ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
- መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት ስፔር | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
1. | ባትሪ 150 A | ብሳምፕል መሰረት | ቁፅሪ | 02 | | |
- 1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ኮፒ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል
- 2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/11/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ
- 3. ፕሮፎርማ ዕለት 26/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፣00 ዝክፈት ይኸዉን
- 4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ
- 5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል