ቢሮ ትልምን ፋይናንስንካብ ዮኒሴፍ /ICBPP በጀት ንዳይሬክቶሬት ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ናይ ካብ ኢንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሓምለ 18, 2011 09:30 ከሰአት
  • ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/
  • Print
  • Pdf

ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ

እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ