ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ዝከዉን ናይ INDOOR & DOOR GAME መሳርሒ ክገዘእ ሰለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 13, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 11:01 ከሰአት
  • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/
  • Print
  • Pdf

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መፍለይ

በዝሒ ጠለብ

መዓቀኒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

ጆተኒ

1ይ ደረጃ

1

ቁፅሪ

ዳርት ምስ ፒና

1ይ ደረጃ

10

ካራንቡላ

1ይ ደረጃ

1

ፑል

1ይ ደረጃ

1

1 ፕሮፎረማ ዝቀርበሉ ቦታ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/ 11/ 2011 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ፕሮፎረማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00

2 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብናይ ቢሮ ስልኪ 0910141095 /0937023598

መመለስ
የጨረታ ምድብ