https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7883
ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ዝከዉን ናይ INDOOR & DOOR GAME መሳርሒ ክገዘእ ሰለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 13, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 11:01 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መፍለይ

በዝሒ ጠለብ

መዓቀኒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

ጆተኒ

1ይ ደረጃ

1

ቁፅሪ

ዳርት ምስ ፒና

1ይ ደረጃ

10

ካራንቡላ

1ይ ደረጃ

1

ፑል

1ይ ደረጃ

1

1 ፕሮፎረማ ዝቀርበሉ ቦታ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/ 11/ 2011 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 16/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ፕሮፎረማ ዝክፈተሉ ዕለት 16/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00

2 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብናይ ቢሮ ስልኪ 0910141095 /0937023598