ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 08:45 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 09:00 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • Print
  • Pdf

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 02/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

                                      ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ