https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7828
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 02/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

                                      ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ምድዋል ይከኣል፡፡