ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅ/ትና ኤሌክትሮ መካኒካል ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 04:30 ጥዋት
  • ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ፤

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 11/10/2011ዓ/ም ክሳብ 25/10/2011ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ፤

3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና- ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምም/ር ብድሕሪኡ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-407335 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ