https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7728
ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅ/ትና ኤሌክትሮ መካኒካል ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 25, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ፤

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 11/10/2011ዓ/ም ክሳብ 25/10/2011ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ፤

3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና- ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምም/ር ብድሕሪኡ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-407335 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል፡፡