ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊርና ንርከብ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድለየና ኣብ ብሎክ -17- ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ስለንደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት ተማልኡ ካብ ደረጃ 10 ልዕሊኡን ኮንትራክተራት ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሰነ 7, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 09:30 ከሰአት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ቲን ናምበር፣ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል፤

2 ትካልና ኣብቲ ዝስራሕ ስራሕ ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 06/10/2011 ዓም ጀሚሩ ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117

4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 13/10/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 13/10/2011 ዓም 9:30 ድሕሪ ሰዓት

6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን፡፡

8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117፤

9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል፡፡

10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 5000.00 ከትሕዙ ይግባእ፡፡

11 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ሳይት ፕሮጀክት ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ከረክብ ዝክእል፤

12 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 50 ብር፤

13 ተጫረቲ ናብቲ ዝስራሕ ዘሎ ሳይት ብኣካል ወሪዶም ምርኣይ ይክእሉን ፤

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-005089 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ