ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንዘህንፆ ዘሎ ህንፃ መስርሒ ዝውዕል ብሎኬት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 05:00 ጥዋት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡  

መመለስ
የጨረታ ምድብ