https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7698
ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ንዘህንፆ ዘሎ ህንፃ መስርሒ ዝውዕል ብሎኬት ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 6, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/10/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/10/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡