ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰንበት ጉንበት 11, 2011 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰንበት ጉንበት 11, 2011 02:01 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡

 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/09/2011

መመለስ
የጨረታ ምድብ