https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7489
ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 11, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 11, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡

 ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/09/2011