ትካል ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለው ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሒሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ትካልና ኣብ ዘውፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 02:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 02:01 ጥዋት
  • ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
  • Print
  • Pdf

1 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ክቢ ማህተም ክህሉ ይግባእ።

2 እቲ ዝቀርብ ዋጋ ምስቫቱ በዘይ ቫቱን ምዃኑ ክንፀር ኣለዎ።

3 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣መቅረባይነት ካርዲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል፤

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ተቆፂሩ ናይ ሕጊ ተጠያቂነት ኣለዎ፡፡

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-419789/410465 ምድዋል  ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ