https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7342
ትካል ኒው ሚሊኒየም ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ኣብ ሒሳብ መዝገቡ ዘለው ተከፋልን ተኣካብን እናንተከባለሉ ዝመፁ ናይ ሒሳብ ስራሕቲን ብናይ ደገ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ናይ ኦዲት ሙያ ፍቃድ ዘለኩም ትካልና ኣብ ዘውፅኦ ናይ ጨረታ ማስታወቂያ እትሰርሕሉ ዋጋ ብንፁር ብምጥቃስ ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣታዊ ገይርኩም ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

1 ናይ ተወዳደርቲ ሽምን ፌርማን ክቢ ማህተም ክህሉ ይግባእ።

2 እቲ ዝቀርብ ዋጋ ምስቫቱ በዘይ ቫቱን ምዃኑ ክንፀር ኣለዎ።

3 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣መቅረባይነት ካርዲ ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል፤

4 እዚ ፕሮፎርማ ከም ሕጋዊ ተቆፂሩ ናይ ሕጊ ተጠያቂነት ኣለዎ፡፡

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-419789/410465 ምድዋል  ይከኣል፡፡