ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሕትመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክነሐትምን ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 08:45 ከሰአት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይዕፆ፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ