https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7221
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሕትመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክነሐትምን ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 08:45 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይዕፆ፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ምድዋል ይከኣል፡፡