ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ኣብ ውሽጢ እቲ ትካል ዝርከቡ ዝ/ዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 09:30 ከሰአት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ሰነድን ጨረታ ብነፃ ምዉሳድ ይከኣል፡፡

2 መከበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብሽም ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ናይ ምልዓል ገዴታ ኣለዎ፡፡

4 እቲ ግልፂ ጨረታ 29/08/2011 ዓም ሰዓት 9፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

5 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

6 በሚዛን ዝሽወጥ ንብረት ሰዓሪ ብናይ ባዕሉ ሚዛብ ብምጥቃም መዚኑ ከልዕል ይግባእ፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-452174

መመለስ
የጨረታ ምድብ