https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7154
ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ኣብ ውሽጢ እቲ ትካል ዝርከቡ ዝ/ዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 29, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ሰነድን ጨረታ ብነፃ ምዉሳድ ይከኣል፡፡

2 መከበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብሽም ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ናይ ምልዓል ገዴታ ኣለዎ፡፡

4 እቲ ግልፂ ጨረታ 29/08/2011 ዓም ሰዓት 9፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

5 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

6 በሚዛን ዝሽወጥ ንብረት ሰዓሪ ብናይ ባዕሉ ሚዛብ ብምጥቃም መዚኑ ከልዕል ይግባእ፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-452174