ኣብ ኵሓ ዝርከብ ትካልና ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 02:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:1000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 02:31 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ክትጫረቱ እትደልዩ ውልቀሰባት /ትካል/ ተወዳደርቲ ንዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘረዘሩ ንብረታት ዝርዝር ዋጋ ኣብ ፖስታ ዓሽግኩም ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ፋይናንስ መምርሒ እንዳመፃእኩም ንዕኡ ኢሉ ዝተዳለወ ዝተዓሸገ ሳጥን ንክተእትው እንዳሓበርና እቲ ትካል ዝሓሸ ዋጋ እንተረኪበ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

1 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 23/04/209 እ.ኤ.አ /15/08/2011ዓ/ም/ ሰዓት 2፡30 ጨረታ መከበሪ ዋጋ 1000.00 ብር ኣታዊ ይገብር ወይ የትሕዝ፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ