https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/7109
ኣብ ኵሓ ዝርከብ ትካልና ዝ/ዩ ዘገልገሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 02:31 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ክትጫረቱ እትደልዩ ውልቀሰባት /ትካል/ ተወዳደርቲ ንዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘረዘሩ ንብረታት ዝርዝር ዋጋ ኣብ ፖስታ ዓሽግኩም ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ፋይናንስ መምርሒ እንዳመፃእኩም ንዕኡ ኢሉ ዝተዳለወ ዝተዓሸገ ሳጥን ንክተእትው እንዳሓበርና እቲ ትካል ዝሓሸ ዋጋ እንተረኪበ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

1 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 23/04/209 እ.ኤ.አ /15/08/2011ዓ/ም/ ሰዓት 2፡30 ጨረታ መከበሪ ዋጋ 1000.00 ብር ኣታዊ ይገብር ወይ የትሕዝ፡፡