ማሕበርና ማሕበር ጎላጉል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ-ከተማ ዓዲሓቂ ሚዘር መንደር ዝርከብ 70 ካሬ መሬት ኮንትራት ሂቡ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ዝርዝር ስራሕቲ ኮንትራክተርን በዓል ዋናን ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ኣሎ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መጋቢት 21, 2011 04:01 ጥዋት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • Print
  • Pdf

1 ዝድለ ኮንትራክተር ካብ 8ይ ደረጃ ንላዕሊ ከዋድድር ዝክእል፤

2 ንግዲ ፍቃድ 2011ዓ/ም ዘሐደሰ

3 ናይ ብቅዓት ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ኮንትራክተራት ከቅርቦም ዝግባእ ረቃሕታት ነቲ ህንፃ ዘድሊ መሳርሕታትን ማሽነሪታትን ከቅርብ ዝክእል፤ /ሚስማርና ሽቦ/

5 ቴንዲኖ፡ ሓሸዋ፣ ፀፀር፣ ሲሚንቶ /ማይ ምሰታይና ምምፃእ/ ዋርድያ ስቶር፣ ምሩፅ ሓመድና እምኒ፣ ናይ ሳኒተሪ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዘቅርብ፤

6 ጨረታ ዝጅመረሉ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 21/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከውን፡፡

7 ማሕበርና ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ንክትወስዱ ኣብ መቐለ ጥዕና ጣብያ ውሽጢ ቁፅሪ 19 ምውሳድ ትክእሉ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0914-706530/0914-000793 ምድዋል ይከኣል፤

መመለስ
የጨረታ ምድብ