ካብዚ ነታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ትቦን መገጣጠሚ ባክተሮለጂካል ኬስት ፣ማዉንቴን ሳይክል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኮምፒተር ፣ፕሪንተር ፣ጠረጴዛ፣ ሸለፍ ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪናን ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ብመሰረት እዚ ኣብ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንዕድም

1 ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ኣብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለ

2 ሰነድ ጨረታ ዝሽወጠሉ ድማ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ን ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለን  ይከዉን

3 ተጫራታይ  ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ ቢሮ ቁፅሪ  7 ፣ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ መቀለን ምዉሳድ ይካኣል

4 ናይ ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ  ወይንከዓ  ብባንኪ  ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምቅራብ ትክእሉ

5 ተጫራታይ  ሰነድ ጨረታ ዝዕድግሉ እዚ ምልክታ  ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 26 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ዉሽጢ ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ  ጨረታ  ምእታዉ ትክእሉ

6 ተጫራቲ ናይ ጨረታ ሰነድ  ብክልተ  ኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ሓደ ዓይነት  ብዝኮኑ  እቲ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ኣለዎ

7 እዚ ጨረታ  26 መስከረም  2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 26 መሰከረም 2008 ዓ.ም  ሰዓት 4:30  ናይ ቀትሪ  ተጫራታይ  ወይንድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።እቲ ጨረታ  ተጫራታይ ብዘየምርካቡ  ካብ ምክፋት ጠጠዉ ኣይብልን

8 ርክክብ ንብረት ዝፍፀመሉ ቦታ ድማ ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ሰቲት ሑመራ  ይከዉን

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344481963 ወይንድማ 0914741431 ወይንድማ 0914151534 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s