ናይ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንብረት ዝኮነት ዝተባላሸወት መኪና ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝተባላሸወት መኪና ብናይ መፅዓንን መራገፍን ፅዒኑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ግልጋሎት ክንረክብ ንደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 (ከ 5 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 11, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 04:00 ጥዋት
  • መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
  • Print
  • Pdf

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/07/2011ዓ/ም ክሳብ 11/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡

መመለስ
የጨረታ ምድብ